Is this your podcast?
Sign up to track ranks and reviews from Spotify, Apple Podcasts and more
VOA
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
Voice of America
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021
Listen now
Ratings & Reviews
3.3 stars from 6 ratings
Recent Episodes
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ንጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ይነጽግ ኣዲስ ኣበባ ፡፡ ሓሙሽተ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ተኣሲሮም ቃለ መሕች ንዝኽሪ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምስ በዓል ሞያ ሚድያ መኮነን ምስግና
Published 05/03/24
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ግንቦት 2024 ቤት ፍርዲ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ልዕሊ እሱር ቀሺ በላይ፡ ኣኽባር ሕጊ ክሲ ክምስርት ይሓትት ክልል ጋምቤላ -- ዝተጨወዩ ህፃናት ይምለሱ ባይቶ ኣመሪካ፡ ኣፈጉባኤ ጆንሶን ክቕጽል እንተዀይኑ ዝመጽእ ሰሙን ድምጺ ክህብ’ዩ መደብ መንእሰያትን የጠቓልል።
Published 05/02/24
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንተሪር ስጉምቲ ቪዛ ሕብረት ኣውሮጳ ሕብረት ኣፍሪቃ ገንዘቡ ካብ ምዝራፍ ከም ዘፍሸለ ይገልጽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ተሳፈርቱ ብ30% ከዕቢ ትጽቢት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ መግለጺ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
Published 05/01/24
Do you host a podcast?
Track your ranks and reviews from Spotify, Apple Podcasts and more.
See hourly chart positions and more than 30 days of history.
Get Chartable Analytics »